በዚመሰረት
- ናይዘመኑዝተሐደሰንግዲፈቃድዘለኩም::
- ብመቕረባይነትዝተመዝገብኩም::
- ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/ መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::
- ቫትዝተመዝገብኩምንኣብቀረባወርሒዲክለርዝገበርኩምን::
- ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/ መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::
- መቅረብቲካብዕለት24/1/2009ዓምክሳብዕለት9/02/2009ዓ/ምሰዓት3:00ንጉሆ50.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁንምእታዉይካአል::
- መኽበሪጨረታ4000/ኣርባዕተሽሕ/ብ CPO ወይብባንኪዝተረጋገፀቸክወይብጥረገንዘብቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
- ጨረታዝዕሽግሉዕለት9/02/2009ዓ/ምሰዓት 3:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:00 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
- ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን
- ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
- ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ
- ትካልናካብቲዘተገለፀንበረት 20 ናይምቅናስንናይምዉሳክንመሰሉሕሉዉእዩ
- ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየትመግለፂጥራሕይኮዉን::
- ነብሰወከፍገፅማሕተምናይድርጅቱኩምከዓርፎኣለዎ::
ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ1ይደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::
N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያቅድሚንብረትኣታዊምግባሩሳምፕልከቅርብአለዎ
- ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪÂ 344402860 ምርካብይካኣል::