ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
- Â ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ዝኮነን ሒሳብ ዘፍለጠን
- Â ሰነድ ጨረታ ካብ Â ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 20/01/2009 ዓ/ም ጀሚሩ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካአል
- Â ናይ ጨረታ መኽበሪ ንናይ መኪና ጎማ 5000 Â ቅርሺ፣ ንናይ መኪና ባትሪ 5000 ፣ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል
- Â ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/01/2009 ዓ/ም ሰዓት 9:00 Â ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:10 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
- Â ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::
- ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411795 /0344411794 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::
ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::
Â