መለስ ዜናዊ የአመራር ማሰልጠኛ ኣካዳሚ

ምድብÂ 1Â ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ናዉትን

ምድብÂ 2Â ናይ መኻይን መለዋወጢ ናዉቲ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝምልከተኩም ከፊልኩም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መቕረባይነት አተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቝፅሪ /TIN/ ሰርቲፊኬት ክትቅርቡ እትክእሉ

3 ቫት/VAT/ ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬትን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2008 ዓ/ም ዴክሌር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ እትቅርቡ

4 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ በዓልኩም መጓዓዝያ ናብ አብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ናይ አካዳሚ መኽዘን ክትቕርቡ እትክእሉ

5 መወዳደሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክዓርፎ ይግባእ

6 ተጫረቲ ዘይምለስ 40.00 እናኸፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ጉጅለ ዕደጋ ኣብ መስመር ዓዲ ሓዉሲ ዝርከብ ቤት ፅ/ትና ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 0 -06 ካብ ዕለት 13/01/2009 ዓ/ም ክሳብ 27/01/2009 ዓ/ም እናመፃኩም ክትወስዱ እትክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ 4000 ቅርሺ ንአቁሑት መኪና 3000.00 ቅርሺ ብሽም ኣካዳሚና ብCPO ከተትሕዙ እትክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 27/01/2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 አብ ቤት ፅትና ጉጅለ ዕዳጋ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተጫርቲ ዘድሊ ኩሉ እንተማሊኦም ብዘየለዉሉ እዉን ከምዝክፈት

9 ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ምኳኑ ናይ ጨረታ ዉፅኢት ምስተፈለጠ ክሳብ 20% ናይቲ ንብረት ክዉስክን ክቅንስን ይኽእል እዩ

10 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 034 440 1989 ደዊልካ ምሕታት ዝክአል ምኳኑ ንሕብር