መሳርሒ ፅሕፈት
ናዉቲ ፅሬት
ኤለክትሮኒክስ
መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ክልተ ሞተር ብስክሌትን
በዚ መሰረት
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
- በቲ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2009 ዓም በጀት ዓመት ዘሐደሰ
- ቲን ቁፅሪ ዝተመዝገበ ክወዳደር ይክእል
- እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ከተማ ዓድዋ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርንÂ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ እነዳከፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ትክእሉ
- ቫት ወይ ኣብ ተወሳኪ እሴት ዝተመዝገበን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክላራሽን ዘቅርብ
- ቲን ዝተመዝገበን ምካኑ መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ንናዉቲ ፀሬት: ንሞተር ብስክሌት :ንመለዋወጢ አቁሑ ተሽከርከርቲ 3,000 ብር ንዝተረፉ ድማ 8,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
- ናይ ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ፅሬት ጨረታ ዝዕፀሉ 27/ 01/ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ይክፈት
- ጨረታ ሞተር ብስክሌትን መለዋወጢ አቁሑ ተሽከርከርትን 27/ 01/ 2009 ዓምሰዓት 8:00 ተዓፅዮ በቲ ዕልት ሰዓት 8:30 ይክፈት
- ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 45 መዓልትታት ዘይበልፅ ይከዉን
- ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ንብረት ማለት ኣብ ናይ መለዋወጢ አቁሑ መኪና ኤለክትሮኒክስ ከም ኮምፒተር ቀለም ዝኣመሰሉ ዉሕስና ክህቡ ዝክእሉ ነቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ድማ መርአያ ከቅርቡ ዝክእሉ
- እቲ ቤት ፅሕፈትÂ ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0347713740 ወይ 0347713776 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል