የህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ ዋና ፅሕፈት ቤት

  • ናብ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 315 እንዳመፃእኩም ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምትኽእሉ ንሕብር
  • ናይ ዝዉገድ ንብረት ዝሽየጥ ነፃ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ኦርጅናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትኽእሉ

2 ዝተጫረቱ ምስ ሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንብረቱ ይወስድ

3 ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ትወስድሉን ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩሉን ካብ ዕለት 11/ 1/2009 ዓ/ም እስካብ 24 /1/2009 ሰዓት 9:00 ዝዕፆ ኣብ ስራሕ ግዜ ይኸዉን

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 24/1/2009 ሰዓት 9:30 ይክፈት

5 ተጫራቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይኽፈት

6 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ካብ ዝተጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 5 % የትሕዙ

7 ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 10Â Â ንብረቱ ይወስድ

8 ንተወሳኪ ብቲ ተቀሚጡ ዘሎ ስፐስፌኬሽን ምስራዝ ዝተከልከለ እዩ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ካብ ዝተቐመጠ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ከምዝከኣል