- ህንፃÂ መሳረሒ
- ኤሌክትሪክ አቕሑት
- ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት
- ፅሕፈት መሳረሒ ኣቁሑትÂ Â
- ዝትፈላለዩ ዓይነት ፀፀርን ብሎኬትን ኮብልስቶን
- ዝተፈላለዩ ብትን ጨርቂን መጋረጃን ስፖንጅን
- ንሆቴላት ክችን ኦፕሬሽን ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት
               ኣብቲ ዉድድር ክትሳተፉ ትደሊዩ ተጫረቲ
- ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገበኩም ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትኽእሉ::
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩም ሰርተፍኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ::
- ቫት ኣብ ተወሳኺ እሴተ ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፌኬትን ናይ ወርሒ መስከረም 30 /2008 ዓ/ምÂ ድክሌር ዝገበርኹም መረዳእታን እተቕርቡ::
- ናይ መቕረባይነት ሰርተፍኬትÂ ተቕርቡ ትኽእሉ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ዝሐዝኹም
- እቲ ጨረታ ምስዓሩ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣትዩ ኣብ 10 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲÂ ዘሸነፎ ንብረት በናይ ባዕሉ ትራንስፖርትÂ ናብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኮሌጅ ከቕርብ ዝኽእል::
- መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎን ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
- ንሕድሕድ ሽያጭ ሰነድ ዘይምለስÂ ብር 25.00 /ዒስራ ሓሙሽተን ብር /Â እናኸፈልኵምÂ ካብ ጥላሁንÂ ይግዛዉÂ ቴክኒክንÂ ሞያን ኮሌጅ ደ /ከ /ስ / ዕዳጋÂ ፋይናንስንÂ ንብረትÂ ምም/ርÂ ቢሮÂ ቁፅሪÂ 3 መልኡÂ ብሽምዒÂ ዝተአሸገÂ ኤንቨሎፕ (ፖስታ) ብምግዛእ ካብÂ 09/01/ 09Â ክሳብÂ 23/ 01 /09 ዓ/ምÂ ሰዓት 3:30Â እናመፃኹም ክትወስዱÂ እትክእሉ::
- ጨረታÂ ቅድሚ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዝምለሰ ብር 3000 .00 /ሰለስተ ሽሕ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ኢትዩ ጰያ ንግዲ ባንኪ ኣፍልጦ ዝተወሃበ ባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ኣቀድሙÂ ከትሕዝÂ ዝክእል::
- እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ክሳብ ዝዕፀየሉ ዕለትን ሰዓትን ዝተወዳደርሉ ኣቅሓÂ ብዓይነት
- እቲÂ ጨረታ ዕለት 08/ 02/ 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት ኣብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴ /ሞያንÂ ደጋፊ ከይዲÂ ስራሕÂ ዕዳጋÂ ፋይናንስንÂ ንብረትÂ ምምሕዳርንÂ ተጫረቲÂ ወይÂ ሕጋዊÂ ወኪላቶም ኣብዘለዉሉÂ ይክፈት::
- ኮሌጅናÂ ነቲÂ ጨረታÂ ዝሐሸÂ መማረፂÂ እንተረኺቡ ብሙሉእኾነ ብክፋል ናይÂ ምስራዝÂ መሰሉ ዝሃለወ እዩÂ
- ንዝበለፀ ሓበሬታ ብትሌፎን ቁፅሪ ኮሌጅናÂ 034 -777- 1828 ደዊልኹም ክትረኽቡ ትኽእሉ ምኮንኩም ንሕብር::