የሃገረ ሰላም ከተማ መዘጋጃ ቤት

1 በቲ መስመር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደስኩምን ወረቀት መቅረባይነት ዘለኩም

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ነሐሰ ሒሳብ ዘወራረደኩም ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ንኩሉ በቲ መስመር ዝወፀ ሕጋዊ ንግዲ ክፍቲ ኮይኑ ኣብቲ ጨረታ ብግልፂ ፅሑፍ ከረዳዳእ ዝክእል

3 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 መከበሪ ጨረታ ንነብሰወከፍ ምድብ ናይ ሓይሊ መብራህቲ መሳርሒታት ኣቅሑት 15000 ቅርሺ ብስፒኦ መልክዕ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእሉ

5 ንኩለን ሰነድ ጨረታ ካብ 21/6/2018 ዓም ክሳብ 4/7/2018 ዓም ንነብሰወከፍ ምድብ ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ናይ ሰነድ ዋጋ እናከፈለኩም ከብ ከይዲ ስራሕ መዘጋጃቤት እቶት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰለም ክፍሊ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

6 ሰዓርቲ ሰዓራይነቶም ምስተገለፀ ሹዑ ንሽዑ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ ዝሐፀረ መዓልቲ ነቲ ንብረት ብዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ኣጎዓዒዞም ናብ መክዝን ኣታዊ ከገብሩ ዝክእሉ ወየድማ ዉዕሊ ኣሲሮም ግልጋሎት ምሃብ ዝጅምሩ

7 እቲ ጨረታ 5/7/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም ይክፈት

8 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ማህትምን ፊርማን ባዕል ዋና እንተዘይሃሊዎን ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎን ተቀባልነት ኣይህልዎን

9 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከበ ተጫራቲ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ ካዝና መንግስቲ ኣታዊ ይከዉን

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0982196753 / 0914347620