ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ኋላ/የተወ/የግ/ማህበር

ናይ ጨረታ ምልክታ

ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዞም ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቑሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቑሓታት እተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

1. ተጫራታይ ናይ 2018 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ክኸዉን ኣለዎ፣

2. ተጫራታይ መኽበሪ ጨረታ ብር 50,000.00 (ሓምሳ-ሽሕ) ብር ብሽም ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስትሪ ኢዳስትሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንመኸበሪ cpo ዘትሕዝ ክኸዉን ኣለዎ፣

3. ተጫራቲ ናይ ሕድሕድ ንብረታት መሸጢ ሓደ ዋጋ ንጠቕላላ ዋጋን ግልፂ ኣብ ዝተዋህበ ሰደቓ ክመልኡ ይግባእ 1

4. ተጫረቲ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ(TIN) ሰረቲፊኬት ከቕርቡ ይግባእ ።

5. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ዋጋ ቫት ዘሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ይግባእ። እንተዘይኮይኑ እቲ ዝቐረበ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክም ዝቐረበ ተገይሩ ይወሰድ።

6. ተጫረቲ ካብ ለካቲት 25/06/2018 ዓ.ም ክሳብ ለካቲት 30/06/2018 ዓ.ም ዘይምለስ ብር 200.00 እናኸፈልኩም እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ትካልና ፋይናንስ ክፍሊ ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂኢኹም ክትዕድጉ ይግባእ።

7. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ዋጋ ብፖሰታ ዓሺጎም ማሕተም ብምዕራፍ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክሳብ ለካቲት 30/06/2018 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ

8. ጨረታ ለካቲት 30/06/2018 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለቱ ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይኸፈት

9. ጨረታ ሰዓራይ እቲ ብጨረታ ዝሰዓሮ ንብረታት ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 2ተ ማዓልቲ እቲ ብጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ናብ ትካልና ጠቅሊሉ ኣታዊ ክገብር

ይግባእ

10. ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል እቲ ብጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ካልኣት ወፃኢታትን ብምሽፋን ንናይ ትካልና ንብረት ክፍሊ ናይ ምርካብ ግዴታ ኣለዎ

11. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ

አዮራሻና ክተማ መቐለ ቧ ቦ ቦ አበባ የወ መወደ ወቼ ሰ ሖ መ ዐ ርሑ ዘሎ ሰብለ

0914727888