ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 30/06/2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ። ዝምልከተኩም ናይዚ ክራይ መኪና መካረይቲ መቕረብቲ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቃሕታት ንኽቕርቡ ንገልፅ።
1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018ዓ/ም ዝሐደስኩምን።
2. ናይ ግብር ኸፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽእሉ ።
3. መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ፕሮፎርማ ተቀባልነት የብሎን።
4. ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/06/2018ዓ.ም - 27/06/2013ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ዝኸፈት ይኽውን።
5. እቲ ፕሮፈርማ ኣብ ቁፅሪ 44 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኹም ክትወስዱ ትኸዕሉ ፡፡
6. እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልፃል።
7. ትካልና እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::
8. ነዳዲ ቀረብ ይኹን ኣብ ከይዲ ዘጋጥሙ ብልሽት ብናይ ባዕሎም ማለት (ሰዓራይ ዝሽፈን ይኸውን
9. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0344420221/0914021835 ምሕታት ይከኣል።
| ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ ዝትንቀሳቀስሎም ቦታታት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ||||||
| 1 | ኮብራ መኪና ብድሕሪት ካብ 3ተ ሰይነአሱ ተሳፈርቲ ሰራሕተኛታት ዝትሕዝን ፈርቶ መጋላ ዘለዋ መንተርቦ ትዕዕንን ህዝቢ ኣብ ዝርከቡ ቦታታት እናተንቀሳቀሰት ክትቅስቅስ ትኸእል ናይቲ መንተርቦ ድሕንነት ውን ካብ ዝናብን ካልእን ክሕለይ ኣለዎ። | ጠቅላላ ድምር 1.ካብ ዕለት 30/06/2018 – 5/07/2018 ዓ.ም ዓዲ ግራት ፣ዕዳጋ ሰሉስ ፣ጋሕጎት ፣ሓውዜን፣ ደብረኣባይ፣ቆራሮ 2.ካብ ዕለት 7/07/201/ - 12/07/2018ዓ.ም ወልዋሎ፣ዕዳጋ ሮብዕ፣ብዘት፣ዓዲ ቀልበስ፣ፋፂ | ብቑፅሪ | 01 | |||