ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ምልኽታ ፕሮፎርማ/ብምዛር

ናይ ወርሒ ለካቲት 2018 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም::

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ኣቃፊ ባዓል ብረትብቁፅሪ200
2ናይ ኮምፒተር ቀለም151Aብቁፅሪ20
3ናይ ኮምፒተር ቀለም85Aብቁፅሪ10
4ናይ ኮምፒተር ቀለምTk-3160ብቁፅሪ3
4ናይ ኮምፒተር ቀለም80Aብቁፅሪ8
5ሰማያዊ እስክርቢቶ ቡና50 ዝሕዝባኬት15
6ፀሊም ቡና እስክርቢቶ50 ዝሕዝባኬት5
7ሻራ ፕላስተርዓብይብቁፅሪ5
8ፍለሽ64 GBብቁፅሪ5
9ካርቦንኦርጅናልብደስጣ10

እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 25/6/2018 ዓ/ም - ዕለት 27/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 09:30 ተዓዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 27/06/2018 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ Block B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ