ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ምልኽታ ፕሮፎርማ/ብምዛር

ናይ ወርሒ ለካቲት 2018 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም::

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ናይ ሙያ ፍቃድ ረጉድ ወረቐት ፃዕዳ180 ግራም 44ብደስጣ40
2ናይ ኮምፒተር ወረቐት A480 ግራምብደስጣ50
3እሁ 10 ዝሕዝቀዳማይ ደረጃባኬት20
4ፕላስተር ረጉድሻራቁፅሪ10
5እስክርቢቶሰማያዊብባኬ30
6እስክርቢቶቀይሕብባኬ2
7ማህተም ቀለምብሳምፕልቁፅሪ20
8ክላሰርኦርጅናልብደስጣ10
9ፖስታ ንእሽተይ - ፃዕዳብደስጣ5
10ፖስታ ዓብይብደስጣ5
11ፕሮቶኮል መዝገብቁፅሪ5
12ፋስትነርብባኮ5
13ፖንቸር ዓብይብቁፅሪ3
14ፖንቸር ንእሽተይብቁፅሪ3
15እስቴፕለር ካንጋሮብቁፅሪ3

እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 19/6/2018 ዓ/ም - ዕለት 24/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 24/06/2018 ዓ/ም

ድሕሪ ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ Block B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመሃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ