የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 30/2018

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዋንነት ዝኾነት ባክሎደር ተበላሽያ ጠጠው ኢላ ስዘላ ንዓአ ዝኸውን ንፅገና ዝውዕል ሰፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ. ቁ 23089 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 16/06/2018 ዓ.ም ብ አውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ

ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

✓ ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

✓ ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

✓ ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

✓ -እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

✓ ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ::

ተ.ቑ

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Tire Tubless 16,9-28 14 Ply Rating Tubless 156A8,Max.load 4000kgs, AT43psi(296ps),40KM/H Ind80pcs01

NB.

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃንሕብር። 

➢ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 18/06/2018 ዓ.ም ክሳብ 20/06/2018ዓ/ም

➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መአዘጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335 ምድዋል ይከአል