ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ቁፅሪ 1603/226/18

ዕለት 25/03/18

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ RFQ25

ናይ ወርሒ የካቲት2018 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል።

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ፓድ ኪት ቅድሚት04465-60320ሴት1
2ፓድ ኪት ድሕሪት04466-60140ሴት1
3እጅፍሬን ሸራ46550-60070ቁፅሪ2
4እጅፍሬን ሸራ46580-60060ቁፅሪ1
5እጅፍሬን ሸራ46540-60060ቁፅሪ1
6እይል ፊሊተር15600-41010ቁፅሪ1
7ፊል ፊሊተር13390-30180ቁፅሪ1
8ዘይቲ ሞተር 15W40ቶታል 1ይ ደረጃጋሎት3
9መሪ ዘይቲቶታል 1ይ ደረጃሊትር1
10ፍሬን ዘይቲቶታል 1ይ ደረጃሊትር1

እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 10/6/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 12/6/2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት ፡

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመኩም ምሃብ ትኽእሉ።

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት