ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።
| ተ.ቀ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላዋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ባትሪ ናይ 3 | 70 ኣምፔር ኦርጅናል | 1 | ብቁፅሪ | |||||
| 2 | ታይማንግ ቤልት ናይ 3 | 13568-59066 | 1 | ብቁፅሪ | |||||
| 3 | ታይሮይድ ኢንድ RH /ናይ ፓራዶ/ | 45046-39505 | 1 | ብቁፅሪ | |||||
| 4 | ታይሮይድ ኢንድ ጊዘ /ናይ ፓራዶ/ | 45046-39505 | 1 | ብቁፅሪ | |||||
| 5 | ቅድሚት ሸክ ኣብዘርቨር /ናይ ፓራዶ/ | 48510-60281 | 1 | ብቁፅሪ | |||||
| 6 | ድሕሪት ሸክ ኣብዘርቨር /ናይ ፓራዶ/ | 48530-69485 | 1 | ብቁፅሪ | |||||
| 7 | ኣየር ከሊነር ሆዝ /ናይ ፓራዶ/ | በሳምፕል | 1 | ብቁፅሪ | |||||
| 8 | ሳሊሻትዮ ሆዝ ሰፊሕ /ናይ ፓራዶ/ | በሳምፕል | ብቁፅሪ | 1 | |||||
| 9 | ኮፎኖ ኣምዝራተር ጊዘ /ናይ ፓራዶ/ | 53450-69055 | ብቁፅሪ | 1 | |||||
| 10 | ኮፎኖ ኣምዝራተርRH /ናይ ፓራዶ/ | 53440-69065 | ብቁፅሪ | 1 | |||||
| 11 | ባትሪ /ናይ ፓራዶ/ | 70ኣምፔር ኦርጅናል | 1 | ብቁፅሪ | |||||
| 12 | ኮምፎርት VI /ናይ ፓራዶ/ | ኦርጅናል ኮምፒሊት | 1 | SET | |||||
| 13 | ቡሸንማ ሮድ /ናይ ፓራዶ/ | 48714-35010 | 2 | ብቁፅሪ | |||||
| 14 | ጎማ /ናይ ፓራዶ/ ኦርጅናል | 265/65R17 | 5 | PIS | |||||
| 15 | ዳሽ ቦርድ ቅብኣት ሓፈሰ /ናይፓራዶ/ | 2 | PIS | ||||||
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ
ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/06/2018ዓ/ም ክሰብ ዕለት 11/06/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 12/06/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡፡
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።
8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ ፡፡
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ
ክንዲ ቤት ፅሕፈት/ፋይናንስን
ሽም --- ፊርማ
ዕለት---
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ዕለት-