የሰሜን ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ምልክታ ፕሮፎርማ

1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።

ተ.ቀዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላዋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ባትሪ ናይ 370 ኣምፔር ኦርጅናል1ብቁፅሪ
2ታይማንግ ቤልት ናይ 313568-590661ብቁፅሪ
3ታይሮይድ ኢንድ RH /ናይ ፓራዶ/45046-395051ብቁፅሪ
4ታይሮይድ ኢንድ ጊዘ /ናይ ፓራዶ/45046-395051ብቁፅሪ
5ቅድሚት ሸክ ኣብዘርቨር /ናይ ፓራዶ/48510-602811ብቁፅሪ
6ድሕሪት ሸክ ኣብዘርቨር /ናይ ፓራዶ/48530-694851ብቁፅሪ
7ኣየር ከሊነር ሆዝ /ናይ ፓራዶ/በሳምፕል1ብቁፅሪ
8ሳሊሻትዮ ሆዝ ሰፊሕ /ናይ ፓራዶ/በሳምፕልብቁፅሪ1
9ኮፎኖ ኣምዝራተር ጊዘ /ናይ ፓራዶ/53450-69055ብቁፅሪ1
10ኮፎኖ ኣምዝራተርRH /ናይ ፓራዶ/53440-69065ብቁፅሪ1
11ባትሪ /ናይ ፓራዶ/70ኣምፔር ኦርጅናል1ብቁፅሪ
12ኮምፎርት VI /ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል ኮምፒሊት1SET
13ቡሸንማ ሮድ /ናይ ፓራዶ/48714-350102ብቁፅሪ
14ጎማ /ናይ ፓራዶ/ ኦርጅናል265/65R175PIS
15ዳሽ ቦርድ ቅብኣት ሓፈሰ /ናይፓራዶ/

2PIS

1. በቲ ዘርፍ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ

ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/06/2018ዓ/ም ክሰብ ዕለት 11/06/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 12/06/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ ፡፡

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ

ክንዲ ቤት ፅሕፈት/ፋይናንስን

ሽም --- ፊርማ

ዕለት---

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ዕለት-