ትግራይ የውሃ ስራዎች ጥናት, ዲዛይንና ቁጥጥር ድርጅት

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ላፕቶፕ ኮምፒተርን ካልኦት ተዛመድቲ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 200.00 ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ።

2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ።

3. ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ ወርሒ ሕዳር ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

5. ጨረታ መኽበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 5,000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ።

6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 15ተ መዓልቲ ብውዕሊ መሰረት የረክቡ፡፡

7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 05/06/2018 ክሳብ 19/06/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡30 ተዓሽጉ ስዓት 5፡00 ይኸፈት ፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑ.መዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Laptop ComputerAs per SpecificationPcs10
2Laptop Computer Microsoft surface pro 11As per SpecificationPcs01
3Desktop ComputerAs per SpecificationPcs01
4Mac ComputerAs per SpecificationPcs01
5MobileAs per SpecificationPcs01
6Lenevo BatteryLenevo System model 80WQ batteryPcs06
7Lenevo BawetFraenevo System model 8 batteryPcs02
8Lene BatteryLene 510-15LKbPcs01
9Lenevo Laptop ScreenLenevo Idea Pad 330 System ModelPcs01
10PickUPFor Photo copy Cannon 2420Pcs20
11CleanerFor Photo copy Cannon 2202Pcs05
12PickUPFor Photo copy Cannon 2202Pcs05
13PickupHP Printer 2055Pcs05
14PickupHP Printer 400Pcs05
15OPCKyocera 3045 PrinterPcs05
16CleanerKyocera 3045 PrinterPcs10
17Key boardLaptop toshiba satellite A665Pcs01
18FunLaptop toshiba satellite A665Pcs02
19Key boardFor Laptop toshiba satellite P55 A5312Pcs01