ቁፅሪ: -Nic/ 765/003/18
ዕለት:- 03/06/2018 ዓ/ም
ምልክታ ጨረታ
ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ላፕቶፕ (laptop) ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ እዚ ንብረት ንምቅራብ ዝስዕቡ ረቓሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም።
○ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን (2018 ዓ/ም) ዘለዎም
○ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቕርቡን ቲን ቁፅሪ ዘለዎ
0 ቫት (VAT) ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ
o ሰነድ ጨረታ ብር 300.00 ብምኽፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይከኣል።
o ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO (ሲፒኦ) ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ CPO (ሲፒኦ) ኣብ ውሽጢ እቲ ፖስታ ተዓሺጉ ይቐርብ
© ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 03/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 13/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 9፡00
o ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 13/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 9፡15 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 9፡30 ይኽፈት፡፡
○ ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2" ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የእትዉ።
መብርሂ:-እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
እዚ ከም ውዐሊ ኮይኑ ከገልግል ይክእል እዩ።
ኣድራሻና፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትው ኢልካ ጎኒ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማስ ንዝበለፀ ሓበሬታ
ኣድራሻና፡-ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትው ኢልካ ጎኒ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማስ
● _ ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 38
መብርሂ: -
o ዝቐርብ ዋጋ ቫት (VAT) ሐዊሱ ይቅመጥ፡፡
o እቲ በዝሒ ክዉስኽ ወይ ክንኪ ይኽእል፡፡