ቑ/ፕሮ- 40
ቑፅሪ ዕክንም 20/3-2/01/1
ዕለት- 25/05/2018 ዓ/ም
ንሳልሳይ ጊዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ባትርን ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ። ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ & ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብኩም ሰርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሲእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 25/05/18 ዓ.ም ክሳብ 27/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ። ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 28/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ዝኽፈት ምዃኑ ንገልፅ፡፡
2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ3/ሰስስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ ዝከአል
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርከቡትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልሱ ይገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅር ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላሽ ተሓታቲ ይኸውን
5. ኣብ ዘዴዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ ይኸውን
7. መምስሊ ዋጋን ስፔስፍክሽን ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ
8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ፋይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሱአ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስወ እዩ፡፡
ንዝደለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታት ይካኣል