ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤


ተ.ቑዝርዝሮ ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
Model-HZJ-76
1ፓድ-ኪት /pad kit/04465 YZZF6Set01
2ፓድ-ኪት /pad kit ድህሪት04466 60080Set01
3ኦይል ፊልተር /Oil Fiter/90915 30002Pcs01
4ፊውል ፊልተር /Fuel Filter/2339051070Pcs01
Model- HZJ-79

5ኤሲ ቤልት /pad kit9933211260Pcs01
6ኤርክሊነር /A Clear/17801 - 61030Pcs01
7ሹ-ኪት /Shoe Kit/04495 60070Set01

እንክተሎም መምርሒ:

እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 20/05/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 23 /05/ 2018 ዓ/ም ሰዓ ዝፀንሕ ኾይኑ ብዕለት 25/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::

ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::

ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7' ማዓልቲ እዩ፣፣ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ