በትግራይ ክልል ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን

ዕለት 20/05/2018

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 12

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ናይ መካይን መለዋወጢኣቁሑት ብፕሮፎርማ መቕረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 20/05/2018 ክሳብ ዕለት 22/05/2018 6፡00 ቀድሚ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ስቶርኩም ምህላዉ ብምርግጋፅ አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪኦርጅናልመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ቦልጄይንት ኣፐርኮብራ ብሸፍቱኦርጅናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ02
2ፕሮፕራል ሻፍት ድሕሪትናይ ኮራ ብሸፍቱ| ኦርጅናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ01
3ፊዩል ፌሊተር ሃንድ ፓይፕናይ ኮራ ብሸፍቱኦርጅናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ01
4ቶርኮሮድ ቡሺንግናይ ኮራ ብሸፍቱኦርጅናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ04

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5

ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875