መቐለ መካከለኛ ፍርድ ቤት

ምልክታ ጨረታ ናይ ዝውገድ ንበረት

ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፈርዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ወረዳታት ቤት ፍረዲን ከተማ መቐለ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሽየጥ ስለ ዝደሊ ዝተፋላለየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቁሑትን ዝተፋላለዩ ሃለቅቲ ንብረትን ፈርንቸርን ኤሌክትሮኒክስ ናይ መኪና ጎማታትን ክሸይጥ ይደሊ በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

❖ ማንም ሰብ ክገዝእ ዝደሊ ክወዳደር ይክእል እዩ ብውዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድልየት ዘለዎም::

❖ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቀረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ዋጋ ምስ መልኡ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናይ ተወዳዳራይ ሽምን ከታምን ኣድራሻ ክሰፍር ኣለዎ ::

❖ ድሕሪ እቲ ጨረታ ምክፋት ተጫረቲ ኣብ እተቅርብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለውጢ ወይ መማሓየሺ ምግባር ከምኡ እውን ዓርስኩም ካብ ጨረታ ከተግልሉ ከም ዘይትክእሉ ምፍላጥ የድሊ::

❖ ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ከተማ መቐለ ማአከላየ ቤት ፈርዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቁፅሪ ክላስ 206 መፂእኩም ንክትወስዱ ንሕብር::

❖ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ከብ ዕለት 15/5/18 ክሳብ 28/5/18 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ይከውን::

❖ ጨረታ ዝክፈተሉ 28/5/18 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ሳንዱቅ ተዓሺጉ ልክዕ 4:30 ተወዳደርቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት::

❖ ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዋ ንብረት ገንዘብ ኣታዊ ምሰገበሩ እቲ ንብረት ኣብ ወሽጢ 10ተ ተከታታሊ መዓልትታት ብናይ ባዕለም ትረንስፖርትን ጉልበትን እቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ከልዕሉ ይግባእ:: በዚ መንገዲ ኣብ ውሽጢ 6ተ ወርሒ ንብረቱ ከልዕል ብፅሑፍ ተሓቢርሉ ዝሰዓሮ ንበረት ከልዕል እነተዘይኪኢሉ ን7ተ ተከታታሊ መዓልቲ ህዝቢ ኣበ ዝሪኦ ኣደባባይ ምልክታ ብመለጣፍ በዓል ዋና ክቐርበ እንተዘይኪኢሉ ንብረቱ ይውረስ::

❖ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

❖ ኣድራሻ 1ይ ወያኔ ፖለስ ቤት ፅሕፈት ጎኒ ንርከብ::

ከተማ መቐለ ማ/ኸላይ ቤት ፍርዲ 2008 ዓ ም ብጨረታ ዝወግዱ ንብረታት ዝርዝር ዝሓዘ ሰንጠረጅ

ተ/ቁኤሌክትሮኒክስ/ስፔርእቲ ንብረት ዘለዎ ኩነታትመዐቀኒበዝሒመብርሂ
1ናይ መኪና ባትሪዘገልገለብኪሎ2ዞባ መቐለ ማ/ቤት/ፍርዲ
2ናይ መኪና ጎማዘገልገለቁፅሪ13ዞባ/መቐለ
3ናይ መኪና ጎማ ማ/ይ ባስዘገልገለቁፅሪ1ዞባ/ መቐለ
ተ/ቁፅሕፈት መሳርሒእቲ ንብረት ዘለዎ ኩነታትመዐቀኒበዝሒመብርሂ
1ቻርትዘየገልገለቁፅሪ65ዞባ መቐለ
2ሪንግ በዓል 8 mmዘየገልገለቁፅሪ11000ዞባ መቐለ
3ግራፊከሰ ወረቐትዘየገልገለቁፅሪ56ዞባ መቐለ
ተ/ቁሃለቂ ንብረታትእቲ ንብረት ዘለዎ ኩነታትመዐቀኒበዝሒመብርሂ
1ዓቢይ ፓንቸርዘገልገለብኪሎ3ዞባ መቐለ
2ንእሽተይ ፓንቸርዘገልገለብኪሎ3ዞባ መቐለ
3ዓቢይ እስቴፕለርዘገልገለብኪሎ3ዞባ መቐለ
4ዓቢይ ፓነቸርዘገልገለብኪሎ4ዓይደር
5ማእከላይ ፓንቸርዘገልገለብኪሎ3ዓይደር
ተ/ቁፈርንቸርእቲ ንብርት ዘለዎ ኩነታትመዐቀኒበዝሒመብርሂ
1ሓፂን ወንበርዘገልገለብኪሎ1ዓይደር