ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሃላ / የተ /የግ/ማ

ምልክታ ጨረታ

ትካልና ቢ ኤም ኣር ሪስ እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ እዚ ምልክታ ካብ ዕለት 20/04/2018 ዓ.ም ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/04/2018 ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 4፡00 ትወዳደርስ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ እንዳገስፅና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግበአኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገስፀ ምዃኑ ንሕብር።

ተ.ቁዝርዝርመለክዕመጠንዋጋጠቅላላ ዋጋ
01ቁርፅራፅ ኣስሚንዮም ካብ 2ሜትር ክሳብ ኪሎ 3ሜትርኪሎ300
02ቁርፅራፅ ኣስሚንዮም ካብ 1ሜትር ክሳብ ኪሎ 2 ሜትርኪሎ1000
03ቁርፅራፅ ኣስሚንዮም ካብ 50 ሰንቲሜትር ክሳብ 1ሜትርኪሎ800
04ቁርፅራፅ ኣስሚንዮም ትሕቲ 50 ሰንቲሜትርኪሎ500

1. ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ(CPO) 50,000.00 ብሽም ቢ ኣር ሪል እስቴት ከቅርብ ኣስዎ።

2. ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድስዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።

3. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወደ ድሕሪ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ኣስዎ።

4. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፕን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቐርብ ኣስዎ።

5. ሰዓራይ ብናይ ባዕሱ መፃኢ ኣብ O5 ማዓልቲ ንብረቱ ከስዕል ኣስዎ።

መተሓሳሰቢ፦ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክሩስ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስመ እዩ።

ኣድራሻና፦ ኣብ ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ ቁ-1 6ይ ደብሪ