የትግራይ ክልል ሴቶች ማህበር

ፕ ሮ ፎ ር ማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ስፔርፓርት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት : :

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ ::

2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ :

3. ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 15/04/201 ዓ/ም -17/04/2018 ዓ/ም ይከውን ::

4. ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 17/4/2018ዓ/ም ልክዕ 4;ዐዐ ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 17/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን : :

5. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ

6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ : :