1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ምዝጋበ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ዲክላሪሽንቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ
2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 22/4/2018 ዓም ክሰብ 11ዕ30 ድሐሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዝ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 3 ወይ እዉን ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳደ ክትጫረቱ ንዕድም
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914732577