የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 18/2018

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ተሽከርካሪት ማዝዳ ዝዓይነታ ታርጋ ቁፅሪ 4-02320 መኪና መፀገኒ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፔር ኣቁሑት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ ቁ 22848 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 16/03/2018 ዓ.ም ብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ/ቑዓይነት ንብረትመጠንመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Chain Timing U20212201pcs01

NB.እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት02/04/2018 ዓ.ም ክሳብ 04/04/2018ዓ/ም

ኣድራሻ

ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል