ሞገድ ኢንጅነሪንግ እና ኮንስaትራክሽን ሃላ/የተ/የግ/ማህበር

ቁፅሪ፡-W/T/E/M/01682/18

ዕለት:01/04/2018 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ዋግዋጎ ትሬዲንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንሰራሕተኛታቱ ዕለታዊ ምግቢ ንምቕራብ ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ምግቢ ንሰራሕተኛታቱ ከቕርብ ስለ ዝደለየ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሓ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም::

1. ናይ ዘመኑ (2018 ዓ/ም) ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ ግብሪ ቁፅሪ /Tin number/ ዘለዎ

2. እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ሰነዳት ብቕዳሕ ኮፒ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ገይሩ ከቕርብ ዝኽእል፡፡

3. ስዓራይ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ሙሉእ ክፍሊት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከልዕል ዝኽእል:

4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፅ 2% (ክልት ሚእታዊ) /CPO/ ናይቲ ዘቕረቦ ጠቅላላ ዋጋ ከትሕዝ ዝኽእል::

5. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቕሓ (ሰነድ ጨረታ) ኣብ ቀበሌ 18 ዳ ጥሮታ ሓዳስ ሞል 1ይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትሬዲንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ክፍሊ ሎጂስቲክስ ካብ ዕለት 01/04/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 100.00 (ሓደ ምእቲ) ብምኸፋል ምዉሳድ ይካአል::

6. እዚ ጨረታ ዕለት 01/04/2018 ዓ/ም ተጀሚሩ ዕለት 15/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ቐትሪ ይዕፀዉ:: እቲ ጨረታ በቲ ዕለት 15/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

7. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::

ኣድራሻና ቀበሌ 18 ዳ ጥሮታ ሓዳስ ሞል 1ይ ደብሪ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914310753 ወይ 0919006601 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::