የትግራይ አካባቢ ጥበቃ እና የአየር ንብረት ለውጥ

ፕሮፎርማ ምልክታ

ንበዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፓር ፓርት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ስለ ዝደሊ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተቑዓይነት ንብረትፓርት ኑምበሮመዓቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋm/ዋጋ
1Cluach Calvecylender31470 - Ok010ቁፅሪ01
2Clutch roleale force Pivot pin31236 71010ቁፅሪ01
3Oltineter aundeta2706054360ቁፅሪ01
4Cluac Cover31210 - ok 210ቁፅሪ01

መምርሒ

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘሓደሱ

2. ቲን ነምበር ዘለዎም

3. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 22/03/18 ዓ/ም

4. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት

5. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 25/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

8. ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ በቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፐስፊኬሽን ኣብ 3 መዓልቲ ሰሪሑ የቐርብ

9. ካብቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ካሊእ መማረፂ ዘይንቅበል ምኻና

10. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን

ንተወሳኺ ሓበሬታ እንዳገብርኤል ዘሎ ህንፃ 3ይ ደብሪ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል::

ሓበሬታ ናይ ጨረታ ሰነድ መፂኻ ምውሳድ ይከኣል

ዳሬክቶሬት ዕደጋ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር

Tel 03 44-401209