የኣሕፈሮም ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ፍቃድ ዝተሐደሰ ፍቃድ ን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ዘፍለጥክምሉ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ ቲን ናምበር ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

3 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ንነብስወከፍ ጨረታ ቢድ ቦንድ10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድም ስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምሰፈለጠ ዉዕሊ ኣሲሩ ንበረት ከቅርብ ዝክእል

5ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 4/13/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን መረዳእታ ክተእተዉ አለኩም

7 ዝኮነ ይኩን ተጫራታይ ዘይተማለአ ሰነድ እንተእቲዉ ዉድቂ ይከዉን

8 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/3/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 26/3/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

9 እዚ ዋጋ እዚ ን 25 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672 / 0925307592