ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሞያ ክልል ትግራይ

ዕለት ................/2018 ዓ/ም

ቁፅሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/......3/18 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 01/2018

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ናይ መኪና እስፔርን ፤ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ አብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዪ ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰፈርት ክተማልኡ ትክእሉ ማለት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ብቲ ዘርፊ ዘለኩም ፡ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪን

2. አብ ናይ መንግስቲ ንምውድዳር መቅራባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም::

3. ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፈርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ንኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ምምሕዳርን ካብ ዕለት 02/03/2018 -04/03/2018 ዓ/ም ናይ ምሸት ስዓት 11፡30 ናይ ስራሕ ስዓት አብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትክእሉ::

4. ፕሮፍርማ ዕለት 05/03/2018 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ስዓት 3፡30 ስለ ዝክፈት መፂኩም ክትሳተፋ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ::

5. ቫት ዝተመዝገብኩም 7.5 % ዊዝ ሆልዲንግን 2%ን ኣብ ቲ ቢሮ ተቆሪፁ ዝተርፍ ምኻኑ ክፍለጥ ይግባእ::

6. ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

7. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

8. እቲ ዝርዝር አቁሑ መፂእካም ውሳድ ይከአል

ኣድራሻናኣብ 17 ቀበሌ ዕዳጋ ብዕራይ ጥቃ እንዳገብሪኤል ቤተክርስትያን::

Tel: 0342415092