የእንደርታ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ቑፅሪወ/እ/ 02/4/2018ዓ/ም

ዕለት 01 /03/2018ዓ/ም

ምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ን ናይ ቤት ፅሕፈት ወረዳ 70 እንደርታ ሕ/ገ/ል ሬድ ፕላስ ፕሮጀክት ) ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት ክረክብ ወይ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሪጋዓይነት ንብረትስፐስፊክሽን/ፓርት ናምበረ /ያምሃ ሞተርመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ብርመብርሂ
1.ኮምፒተር ቀለም17A LASER JET HP PROMI02ቁፅሪ05
2.ናይ ኮምፒር ወረቀትA-4 GOLDENደስ20
3.ስክርቢቶ ቢክሊነክ ኦፌክስ ተመሳሳልንባኮ(50)ዝሕዝ02
4.ኣጀንዳ ደብተርኦርጅናል 2025 ካላንደርብቁፅሪ4
5.ናይ ላፕቶፕ ሻንጣሌዘርቁፅሪ4
6.ዲቫይደር6ተ ነኮል ዘለዎቁፅሪ01
7.ስቴፕለስ ሽዎማእከላይፓኬት02

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ንግድ ፍቓድ ፣መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን IN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 01/03/18ዓ/ም እስካብ ዕለት 08/03/2018ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 08/03/2018ዓ/ም ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ድማ ይኽፈት::

➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምኻና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ::

➢ ኣድራሻና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/እንደርታ

ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ

ኮይኑ እዮ።