የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 07/2018

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ተሽከርከርቲ ታ.ቁ 4- 00479ን 4-00418 Toyota ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፔር ኣቁሑት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ ቁ 22782 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 24/02/2018 ዓ.ም ብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Roter Head 22140- 17810pcs1
2Timer 28521-17190pcs2
3Feed pump 22505-54010pcs4
4Gaseket for injection pump Toyota Model hzj79set1
5Final Gear kit Differential Rear 41201-80203setpcs
6Seal Oil (for Front) Differential Carrier) 90311-41009pcs4
7Seal Oil (for front Axel Hub RH &LH) 9031162001pcs4

NB.እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 1/3/2018 ዓ.ም ክሳብ 3/3/2018 ዓ/ም

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335