ኣርኣያ የጤና ሳይንስ ኮሌጅ

ፕሮፎርማ ምክታ ናይ መኪና መለዋወጢ


ናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለዪ ቑፅሪመለክዒበዝሒናይ ሓደ
ዋጋ
ጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
01ባትሪ ቦልደንኦሪጂናልቁፅሪ01

ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ:: ኣብዚ ፕሮፈርማ ዝግበር ጨረታ ከማስሉዝግበኦም ረቃሕታት:

❖ በቲ ዘርፌ ሕጋዊ ናይ 2017ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንገዲ ፈቃድ ዘስዎ።

❖ እዚ ፕሮፎርማ ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልገል::

❖ ናይ ገብረ ከፋላይነት ስለዩ ቁፅሪ ዘለዎ።

❖ ናይ 2018 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ።

❖ ተጫራቲ ዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዓዚ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮስጅና ከቕርብ ዝኽእል።

❖ ተጫረቲ መወዳዳሪኹም ካብ 28/02/2018ዓ/ም ክሳብ 03/03/2018 ዓ/ም ሰነድ ብምውሳድ ብፖስታ ዓሺገኩም ክትወዳደሩ ትኽእሉ ኢኹም፡፡

❖ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሱ ዕለት 03/03/2018 ሰዓት 3:30 ቅ/ስ

❖ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሱ ዕስት 03/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰ ይኸውን ፤፤

❖ ትካስ ዝሖሽ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሱ ኾነ ብኸፊል እቲ ጨረታ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ።

❖ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቓ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ ቑፅሪ 0344419498 ምሕታት ይካኣልዩ

ሽም ተወዳዳራይ-

ፊርማ-

ዕለት-