የትግራይ ውሃ ስራዎች ኤንተርፕራይዝ

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
37441, 374171ኣሉምንየም ቦርድ12.5 ካሬpcs01
2ኣለምንየም50c/mx50 Ca ትርብዒት ቑመት 6mቑፅሪ02


NB:- ማተርያል ኩሉ ካብ ባዕሉ ዝጥቐም ምስ ምሉእ መገጣጠሚኡ ገጢምካ ምርካብን

ከማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት

● ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

● እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

● ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።

● ዘድሊመረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

● ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሱ ጊዜ ካብ ዕሰት 20/2/2018-24/2/2018 ዓ/ም ሰዓት 11 :00àዩ፡፡

● ፕሮፎርማ ዝከፈተሱ ዕሰት 25/2/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኸውን፡፡

● ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሱስ ይኹን ብሽፋú ናይ ምዕራዝ መሰሱ ሕልው እዩ

● ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክሲ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቀን ኘሮፎርማ ቀጥዒ ምውሳድ ይከኣሰ::