የትግራይ ሴቶችና ጉዳይ ቢሮ

ዕለት 14/02/2018 ዓ/ም ቁፅሪ ጉደ/816/11/18

ምልክታ ግ/ ጨረታ ቀፅሪ-01

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ምስ ገባሪ ሰናይ UNFPA ብምትሕብባር ኤሌክትሮኒክስ Core i5 Desktop computer, A4 Size Black and White Printer, Core i5 lap top ኣጨሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፋ ዝደለዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት 14/02/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/02//2018 ዓ/ም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 100 (ሓደ ሚኢቲ) ብር ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክወስዱ ትኸእሉ።

1. ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ ከፋላይን (TIN መረዳእታ VAIተመዝጋባይ ዝኮነ ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ) ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ብ C.P.O 15000.00 ከቕርብ ዝክእል

2. ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ አብ ዝተዳለወ ዋጋ መቕረቢ ቕጥዒ ብምምላእ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዜ ኣብ ቢሮና ኮምፕሌክስ ህንፃ 4ይ ብሎክ 4ይ ፎቅ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሳንዱቕ ጨረታ ከእትዉ ዝክእሉ ።

3. ተጫራታይ ንዝሰዓሮም ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

4. እቲ ጨረታ ጥቅምቲ 28/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ጥቅምቲ 28/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኸፈት .

5. ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10% መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ።

6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዊ'ዩ።

7. ቤት ዕዮ ጨረታ ሰዓራይ አብ ዝምረፀሉ እዋን ዝግዛእ ዓቅሓ ወይ ግልጋሎት ዓቀን ወይ ዋጋ ከምአድላይነቱ ካብ ነፍሲ ወከፍ ነፀላ አቅሓ 20%/ስራ ሚዒታዊ/ናይ ምቅናስ ወይ ምዉሳኸ መሰል ዝተሓለወ ምኻኑ

8. ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ

9. አብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ተሓሊይዎ እቲ ዝተሰረዘ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይኾን 

10.ሽምን ክታምን መቕረባይ

መብርሂ ፦ሕድሕድ ናይ መወዳደሪ ደኩመንት ንፁር ኮይኑ ክቀርብ አለዎ ንተወሳኺ ሓበሬተ ናይ ቢሮ ና ስልኪ ቁፅሪ 0344 41 05 04