የትግራይ ሰመኣታት ሐውልት መታሰቢያ ማእከል

ግልፂ- ጨረታ

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቕረብቲ በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መለለይ ግብሪ ከፋልነት(IN)፣መቕረባይነት ስርተፊኬት ዘቅርቡ

2. ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 5,000/ብር ሓሙሽተ ሽሕ/ ብባንኪ ዝተረጋግ CPO ብሽም ማእኸልና ከትሕዙ ዝኽእሉ

3. ጨረታ ሰነድ ካብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 07 ዘይምለስ ብር 200 (ክልተ ሚኢቲ ብር) ጥራሕ ከፊሎም እዚ ምልክታ ካብ ዝወለ ዕለት 11/02/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ነሳን ጠቅላላ ዋጋን ምስ ቫቱ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብምዕሻግ ናይ ትሎም ማህተም ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ።

4. ገታ ሳንዱቅ ዝርከብሉ ቦታ ኣብ “እኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳርን ፋይናንስን ቢሮ ሳራ በጋ ይኸውን።

5. ጨረታ ምስ ተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለውጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብ ጨረታ ነብሶም ምግላልን ኣይኸኣሉን።

6. ጨረታ ዕለት 25/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓሸጉ በቲ ዕለት 3:45 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን።

7. ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቐመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይንሎም መብርሂ ወይ መማሓየሺ ሕቶ ክቕርቡ ዝክእሉ ረታ ዝኽፈተሉ እዋን ቅድሚ ምብዕሎ ይኸዉን።

8. ጨረታ ዝሰዓረ ኣብ ጊዜ ውዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ክትሕዝ ዝኽእል።

9. ናይ ማይን ካልኦት ወፃእታትን ብተረታይ ይሽፈን ።

10. ማእኸልና እዚ ባሕሪ ዘዋልድ ን ንተኾይኑ ብኽፋል ይኹን ብሙልእ ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፡፡