የትግራይ ልምዓት ማሕበር

ጨረታ መሸጣ ዘገልገሉ ኣቑሑት

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ትካላትን ውልቀ ሰባትን ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

1. ተወዳደርቲ ናብ ትካልና ብኣካል ብምምፃእ ዝወዳደርዎ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ብዓይኖም

ክርእይዎ ይግባእ፣

2. ናይ ሕድ ሕድ ንብረት ነፀላ ዋጋ ኣብ ዝተዳለወ ሰደቓ ክምላእ ኣለዎ፣

3. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር 20,000.00 (ብር ዒስራ ሺሕ) ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

4. እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ሒሳቡ ብምኸፋል ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ካብ ቐፅሪ ቤት ፅሕፈትና ክወስድ ዝኽእል፣

5. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ፊት ንፊት ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) ቢሮ ቑፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር 200.00 ብምኸፋል ምውሳድ ይኸእሉ፣

6. ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

7. እዚ ጨረታ ዕለት 19/02/2018 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማልት ቢሮ ቑፅሪ 410 ይኸፈት፡፡