ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
| P.R | ተ.ቂ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 37806/ 37442/37445/37437 | 1 | ኮምፒተር ወረቐት | A4 | ደስ | 214 | |||
| 2 | ሰመያዊ እስክርቢቶ | ቑፅሪ | 600 | |||||
| 3 | ፀሊም እስክርቢቶ | ቑፅሪ | 600 | |||||
| 4 | እዚሁ | ቑፅሪ | 60 | |||||
| 5 | ፍሉድ | ፓኬት | 30 | |||||
| 6 | ፓንቸር | ዓብይ | ቑፅሪ | 1 | ||||
| 7 | ኣጀንዳ | ማእክላይ | ቑፅሪ | 2 | ||||
| 8 | ቦክስ ፋይል | ኬንት | ቑፅሪ | 230 | ||||
| 9 | Mouse | Pcs | 1 | |||||
| 10 | ካኪ ፖስታ | ዓብይ | ቑፅሪ | 500 | ||||
| 11 | ካኪኒ ፖስታ | ማእክላይ | ቑፅሪ | 500 | ||||
| 12 | ማስተወሻ ደብተር ባዓል ሪንግ | ንእሽተይ | ቑፅሪ | 110 | ||||
| 13 | ማስተወሻ ደብተር ባዓል ሪን ባዓል ሽቦ | ማእከላይ | ቑፅሪ | 50 | ||||
| 14 | ማስተወሻ ደብተር ባዓል ሪንግ ባዓል ሽቦ | ዓብይ | ቑፅሪ | 30 | ||||
| 15 | ስቲከር ሚሞ | ዓብይ | ቑፅሪ | 30 | ||||
| 16 | ስቲከር ሚሞ | ማእኸላይ. | ቑፅሪ | 30 |
_ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ሻትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ሻት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ።
_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ሻት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ።
_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።
_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክምፅእ ኣለዎ ።
_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 06/02/2018 - 10/02/2018 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ ።
_ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/02/2018 ሰዓት 3:00 ይኸዉን ።
_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
_ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል።