ለካቲት 23 2ተኛ ደረጃ ት/ቤት

ቑፅሪ ለካ 23/14/35/17 

ዕለት 18/11/2017ዓ/ም

ን2ይ ጊዘ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

ንኹሉኹም ስብ ትካል ኤለክትሮኒክስ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ / ኣጨሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ኩሉኹም በዚ ኣብ ታሕቲ ዝተቐመጠ መምልኢ ዋጋን ዓይነትን መሊእኹም ክተእትውንላቦ።

ክማል ኡ ዝግብኦም ረቋሕታት

1. ን 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ከቕርብ ዝኽእል

2. ናይ መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል

3. ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ /ቲን/ ከቕርብ ዝኽእል

4. መኸበሪ ጨረታ ዝምለስ ብር 10000.00/ብርዓሰርተ ሽሕ /ከትሕዝ ዝኽእል

5. ብናይ ባዕሉ መጓዕዝያ ናብ ቤት ትምህርቲ ከምፅእ ዝኽእል።

6. ክሎም ናይዞም ኣብ ላዕሊ ዝተገለ ረቋሕታትምስእዚዋጋመምልኢሰነድኣብፖስታተቓሽጉክመፅእኣለዎ።

7. ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ወብሉሙእ ናይምስራዝ መሰሉ ሕልው ኢዩ።

8. ጨረታ ዝልጠፈሉ ዕለት 05/02/2018 ዓ/ም

9. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/02/18 ዓ/ም ስዓት 7፡30 ድሕሪ ቐትሪ

9. ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/02/2018 ዓ/ም ስዓት 8፡00 ድሕሪ ቐትሪ

10. ተጫረትቲ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ካብ ኢድ ፋይናንስ ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ ዘይምለስ ብር 300 /3ሚኢቲ /ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል።

11.ኣብ ዝሓለፈ ሰነድ ዝገዛእኹም ሕዚ ብነፃ ትወስዱ።

ረጋዝርዝር ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጨ/ዋጋመብርሂ
1RISOGRAPHYቑፅሪ01
2laptopቑፅሪ03
3ፕሪንተርቑፅሪ01
4desktop Computerቑፅሪ03
5Hard disk desktop core 15ቑፅሪ02
6ካውያ ብዓልምብራህቲ በየዲቑፅሪ02
7ሊድ 150ግራምቑፅሪ01
8ዲጅታል መልቲ ሜትርቑፅሪ01
9ገመድ ኢንተርኔትሜትሮ400
10RJ 45ቑፅሪ10
11ፍላሽ 64 ጅቪቑፅሪ20

ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በዚ ጨረታ ኣይግደድን

11. ጊዝያዊ ኣድራሻ ዓይደር ሐፈሻዊ 2” ብርኪ ቤት ትምህርቲ