የትግራይ ክልል ፕሬዝደነት ፅሕፈት ቤት

ቑ ፕሮ- 13

ምልከታ ፕሮፎርማ

ቑፅሪ ፅክንም/2/7/2-3/1/01

ዕለት 04/02/2018 ዓ/ም

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መስዋወጢ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ለወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደስቦ ሰብ ትካላት/በንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብስ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሹ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስ ብምትሕሓዝ መሲሕኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት O4/02/2018 ዓ.ም ሰዓት ከሳብ 6/2/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ከፍስ 3-18 ምቅራብ ይገባል፡፡ዝቐረበፕሮፎርማ ዕስት 07/02/2018ዓ/ም ስዓት 2:30 ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነህረ ኣብ ውሽጢ3/ስስስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕስ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ዝክሕስ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክዙትኽእሱ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ይገባል ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስአሳሽ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምስክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ ይኸውን

7. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ

8. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘጡፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙስእ ወይ ብኸሩስ አቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስበ አዩ፡፡

ንዝደስ ሓበሬታ ብለካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታት ይካለል