የትግራይ ክልል ፕሬዝደነት ፅሕፈት ቤት

ቑፅሪ ዕክንም 1288/2-3/1/01

ዕለት- 30/01/2018 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ- 12

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ትካል መፅናዕትን ምርምርን ሰላም ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ኣቅሑት ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት

2. 30/01/18 ዓ.ም ክሳብ 04/02/2018ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 05/02/2018ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ

3.ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝኸእል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ኣለዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡትኸእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊዕኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተባሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካአል

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ስራሕ መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ

8. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኸ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኸፋል እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ዋጋ መምልኢ

ዋጋ መምልኢ

ተ/ቑዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1105ትዮታ ላንድክሩዘር

- ድሕሪ 2003 ዝተመረተት
- ሽፈርን ነዳድን ብመቅባዴ ዴሽፈን
- ሙሉእ ዕገና ንብረት ብመቅረባዴነት
- ኤሲ ዘስዋ
- ናብ ገጠር ወረዳታት ጣብያታትን ትከድ
- ስዕሊ 6 ሰብ ትፅዕን
-ን20/ዒስራ/ መዓልቲ ውዕል ዝኣስር

pcs01

መብርሂ ፡ ውዕሊ ከም ኣድላይነቱ ንቀፃሊ ክሕደስን ክቃረዕን ዝኽእል ምዃኑ