መኪና ፅገና
ሞተር ሳይክል ፅገና
ናይ ቢሮ አቁሑት ፅገና
ናይ ካፍቴርያ አገልግሎት
ፎቶ ኮፒ ምርባሕ አገልግሎት
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ታት
- ናይ 2008 ዓም ናይ ፍቃድ ንግዲ Â ዘሐደሱን
- Â መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ንመኪና ፅገና ጥራሕ ናይ ተወሳኪ ታክስ ቫት ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታን ናይ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ዘለኩም ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ
- መከበሪ ጨረታ ብሲፒኦ 3000 ቅርሺ
- ጨረታ ካብ ዕለት 18 ሓምለ Â 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 3 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን
- ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ተዳሊዩ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 42ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ይከኣል
- ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ዕለትን ሰዓትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተተረከቡ ይምረፅ
- ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝግበረሉ ቦታ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቀበሌ 03 መቐለ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344404715 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል