ማይጨዉ ማረምያ ቤት ማእከል

1 ብናይ ምግቢ ኣቅርቦት ሆቴልን ሬስቱራንትን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ መቅረባየነት ሰርተፊኬት

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ

4 ቫት ተመዝጋቢ ናይ ወርሒ ሰነ ዲክሊር ዝገበረሉ ናይ 2017 ዓም ዲክሊር ዝገበረሉ ወረቀት ዘቅርብ

5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንመክበሪ ጨረታ ብር 20000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣቀዲሙ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 3 እናመፅኡ ምዉሳድ ይክእሉ

7 ተወዳደርቲ ናይ አማጋግብ ስታንዳርድ ወይ ናይ ሐደ ተሃናፃይ ቀረብ መጠን ፀሬትን ሕድሕድሕ ማህተምን ፊርማን ብምግባር ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ መጠን ፅሬትን ተመሊኡ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ቢሮ ቁፅሪ 3 ከእትዉ ይክእሉ

8 ጨረታ ዝጋወሐሉ ቀዳምን ሰንበትን ሓዊሱ ካብ 6/1/2018 ዓም እንትከዉን ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ ዕለት 20/1/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ኮይኑ መክፈቲ ጨረታ ድማ ዕለት 21/1/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

9 መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታተልቲ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይከዉን

10 ቤት ህንፅትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914785717 0914165697