የትግራይ ውሃ ስራዎች ኤንተርፕራይዝ

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣቅክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመለለይመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
376231Bush Font Lower Bush Font Lower48655_Ok040Pcs02
2Brake pad04465_YZZ57Pcs

01

376213Starter Motor28100_17060Pcs

01

መብርሂ- for  Toyota

- ተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ከቕርብ ኣለዋ።

- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 26/12/2017 - 28/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 11:00 እዩ።

- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 29/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ሰዓት ይኸውን ።

- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ

- ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።