የትግራይ ህዝብ ብዙሃን መገናኛ ድርጅት

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ -4--

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ናይ መኪና ሪሞት ቁልፊፕሮፎርማ ብምልጣፍን ብምብታን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድን መቅረባይነትን ዘለኹም።

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TN መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ አለዎ።

• መቅረብቲ ካብ ዕለት 22/12/2017ዓ/ም ክሳብ 26/12/2017ዓ/ምሰዓት11.30 ሰነድ ፕሮፈርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ።

• ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 27/12/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን።

• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ አለዎም።

• አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

• ኤጀንስና ዝሓሸ አማራፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራውንድ ቢሮ ቁፅሪ 1ወይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን ።

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 አብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካአል።