ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክአል።
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ሾክ ኣብዞርበር ናይ ቅድሚት | 981923336 የማን | 1 | ፒስ | |||||
| 2 | ሾክ ኣብዞርበር ናይ ቅድሚት | 9819233780 ፀጋም | 1 | ፒስ | |||||
| 3 | ሻራ ናይ ቅድሚት | 1608691380 | 1 | ሴት | |||||
| 4 | ፊልትሮ | 1109 AL | 1 | ቁፅሪ | |||||
| 5 | ዘይቲ ሞተር ቶታል | በዓል 5 ሊትሮ ቶታል | 1 | ሊትሮ | |||||
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተግይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/10/2017 ዓ/ም ከሰብ ዕለት 20/10/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21/10/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን።
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የድድን እዪ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተግለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ክቅርብ ዝክእልን/ትን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ ሶሬቱ ዝሓለወ ዘየረገበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።
8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትንፊት ኮይኑ GTM ንርከብ ።
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና _ 03 42401595 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ፡
ሽም ፊርማ
ዕለት---- --
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ፊርማ
ዕለት