የሰሜን ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ተቁዓይነት ንብረት /ግልጋሎትዝርዝር መግለፂመዓቀኒበዝሒነፃለ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ባትሪ ናይ ላፕቶብብspecificaion ቁፅሪ01
2ፕሪንተርብspecificaionቁፅሪ01
3ቻርጀር ናይ ላፕቶፕ ብspecificaionቁፅሪ01

1. በቲ ዘርፍ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ I ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተግይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/10/2017 ዓ/ም ከሰብ ዕለት 20/10/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ዝፀንሕ ፕሮፎርማ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/10/2017ዓ/ም ሰዓት 430 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ክ/ከ/ሰሜን ይከውን፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የግድድን እዚ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን/ትን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።

8. ኣድራሻና_ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትንፊት ኮይኑ G' ንርከብ ።

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 4240 1595 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ።