የትግራይ ውሃ ስራዎች ኤንተርፕራይዝ

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌከትሪከ ኣቑሑት ከዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ከትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ሕቶ ዕደጋታረቁዓይነት ዝርዝርመለለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
36564 365031Electrical wire1.5mmRoll18
2Electrical wire2.5mmRoll2
3Electrical wire4mmRoll1
4Switchpcs15
5socketpcs15


N.B.ንእንዳባ ሰምሃልን ጉዝምዝም ፕሮጀክትን

ከማኡ ዝግብኦም ረቋሒታት

_ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፤ቲንናምበር፤ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ቫትን ኮፒ ከተሓሓዝ አለዎ

_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ከቅመጥ ኣለዎ፤

_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ከቕርብ ኣለዎ፤

_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 09/10/2017 ክሳብ 11/10/2017 ዓ/ም 11:00

_ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 12/10/2017 ሰዓት 3 :30

_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ከመፅእ ኣለዎ፤

_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

_ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03442401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ዕሕፈትና ብምምፃእ ምጥያቅን ቅጥዒ ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል፡፡

ምስ ሰላምታ