ቁፅሪ ጉዴ573/11/2017
ዕለት 6/10/2017ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UNFPA ዝተረኸበ ሓገዝ Min Laptop ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም::
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
| 1 | በቲ ስፐስፊክሽን ቀሪቡ ዘሎ መሰረት ተመሊኡ ይቀርብ | MiniLaptop በቲ ስፐስፌክሽን መሰረት | ቁፅሪ | 01 | ||||
መተሓሳሰቢ
• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ
• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት06/10/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 9/10/2017ዓ/ም
• ብተመሳሳሊ ዕለት10/10/2017 ዓ/ም 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት
• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ
• ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ አለዎ
• ኣብ ሕድሕድ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ተሓሊዩዎ ተቀባልነት የብሉን
ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብምዕካብ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ`ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።