የትግራይ ክልል ኢንዱስትሪ ቢሮ

ቁፅሪ/Ret ዕ/ፋ/ን/983

ዕለት/Date 28/09/2017

ን2 ጊዜ ዝወፀምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 10/2017 ዓ/ም

ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

● በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም መረዳእታ ዘቕርቡ፣

● ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

● ግብሪ ከፋላይ መፍለዪ ቁፅሪ (Tax Identification Number) ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

● ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 27/09/2017 ዓ.ም ክሳብ 29/09/2017 ዓ.ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4 ደብሪ (ፎቕ) ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ (ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን) ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኸተእትዉ ንዕድም፡

● ዝቐርብ ደኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ተገይሩ ክተሓሓዝ ኣለዎ _ ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከምዝኸውን ነፍልጥ፡፡

● እቲ ትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ እንተንኣሰ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ን7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን፡፡

● ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ዓይነትን በዝሕን ኣቑሑት

ተ.ቁዝርዝር ንብረትመፍለይመለክዒበዝሒናይ ሐደ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1ቴስትኒ ሙሉእ45460-39505ሴት2ፔጆ
2ዲናሞ ዋይተር85110-35270ቁፅሪ1
2ዋተር ፓንፕ ናይ ፔጆ መኪና9671349780ቁፅሪ1
3ፍሮንት ኣክሴል ቤሪንግቁፅሪ1
4ጋድ ኪት ፍሮንትቁፅሪ1
5ዋይፐር ብለድቁፅሪ2
6ዲናሞ ዋይተር

ንተወሳኺ ሓበሬታ:- ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ (ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ር) ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400009 ምሕታት ይከኣል።