ቁፅሪ ጉደ/510/01/8-2/17
ዕለት 26/09/2017ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮናን ታርጋ ቁፅሪ ኮድ 4-01976 ፔጆ መኪና ትግ ግልጋሎት ዝውዕል ኮንፈርት /መጋየፂ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ
ንክትእትዉንዕድም ።
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
| 1 | ኮንፈርት | ወልፊት /P/ ኦርጅናል | ሴት | 01 | ||||
| 2 | ሙቀት መከላኸሊ | ኦርጅናል/ÅK/ | ሴት | 01 | ||||
| 3 | መረጋገፂ ምንፃፍ | ኦርጅናል | ሴት | 01 | ||||
| 4 | ተነፋሒ ሽቶ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 5 | ተንጠልጣሊ ሽቶ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 02 | ||||
| 6 | ዳሽ ቦርድ ቅብዓት | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 03 | ||||
| 7 | ናይ መሪ ሽፋን | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 8 | ተቀማጢ ሽቶ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||
መተሓሳሰቢ
- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብንፁርን ዝረኦይን ደኩመንት ዘቅርብ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
- ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
- ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ከፀሓፍ ይግባእ
- ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/09/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ኣብ ኣየር ይፀንሕ
- ብተመሳሳሊ ዕለት 29/09/2017 ዓ/ም 03፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 03፡30 ይክፈት ሰዓት
- ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ
- ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ አለዎ
- ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ'ዩ።
- ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።
- ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።
ሽምን ፊርማን መቅረባይ_